እቲ ጠንቂ ኣለሊናዮ ኣለና፡ መፍትሒ ከኣ ቀሪብናሉ። ብቋንቛኹም ሓገዝ ትረኽቡሉ፡ ናይ ሕልና ዕረፍቲ ዘለዎ ጉዕዞ... ደወል ኔትዎርክ ኣብ ካሊፎርኒያ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ዝመደበሩ ናይ ቴክኖሎጂ ትካል እዩ።ደወል ትራቨል ከኣ ኣካል ናቱ ኮይኑ፡ ንዓማዊሉ ብዝተፈላለየ ቋንቋታት ንምሕጋዝን ብዝቐለለ መንገዲ ኣገልግሎት ንምሃብን ተጊሁ ዝሰርሕ ትካል እዩ።መገሻ ዘይተርፍ ነገር ብምዃኑ፡ ብርትዓዊ ዋጋን ካብ ጭንቀት ነጻን ክኸውን ኣለዎ ኢልና ንኣምን። ኣብ ነፍሲ ወከፍ ስጉምቲ ጉዕዞኹም ከኣ፡ ካብ ትኬት ምግዛእ ክሳብ ሆቴልን መኪናን ምክራይ ክንድግፈኩም ድሉዋት ኣለና።ደወል ትራቨል እንተተጠቒምኩም፡ ብቋንቋኹም ሓገዝ እንዳረኸብኩም ብርእሰ ምትእምማንን ናይ ኣእምሮ ዕረፍቲን ክትጓዓዙ ትኽእሉ። start